About The Blog

ናይዚ ዘመን ክርስትና ቀንዲ መለለዩ ዕምቆት ዘይብሉ ሂወት እዩ። ልቡ ዝተኸፋፈለ ኣማኒ፣ ነዓይ ኣይትርኣዩ ንየሱስ ረኣዩ ዝብል ኣገልጋሊ፣ ዘይዓሚቁን ፈኩስን መዛሙር፣ ካልእ ብዙሑን እዩ። 
ኣብዚ ዘመን ዘድልዩ ናይ ጸሎት ሰባትን ንኣምላኽ ብምሉእ ልቦም ዝደልዩ ሰባትን እዮም። ሓደ ዕልማ ናይዚ ዌብሳይት ድማ ነዞም ከምዚኦም ዝበሉ ብሓደ ምምጻእይን ሓቢርካ ድማ ነታ ምዕጣቅን ምግልጋልን እዩ።

Explore The Blog
Foggy Forest