top of page
እንቛዕ ደሓን መጻእኩም
ዕላማ እዚ መርበብ ሓበሬታ
የሱስ ድሕሪ ምትሳኡን ቅድሚ ምዕራጉን ንደቂ መዛሙርቱ ዝሃቦ ትእዛዝ ኔሩ።
"ስለዚ ኺዱ ንዅሎም ኣህዛብ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን እናኣጥመቕኩም፡ ዝኣዘዝኩኹም ኵሉ ኺሕልዉ ኸኣ እናመሃርኩም፡ ደቀ መዛሙርቲ ግበርዎም። እንሆ ድማ፡ ኣነ ኽሳዕ መወዳእታ ዓለም ኵሉ መዓልቲ ምሳኻትኩም እየ።" ማቴ. 28፡19-20
ስለዚ እቲ ዝጠፍአ ክርከብ እቲ ዝተተኸበ ድማ ከመሃርን ክዓብን ናይ ኩሉ ኣማኒ ስራሕ እዩ።
![]() | ![]() | ![]() |
---|---|---|
![]() | ![]() | ![]() |
Home: Welcome
Home: Subscribe
Home: Blog2
Contact
Home: Contact
bottom of page